Fre Habesha

Fre Habesha Kontaktinformationen, Karte und Wegbeschreibungen, Kontaktformulare, Öffnungszeiten, Dienstleistungen, Bewertungen, Fotos, Videos und Ankündigungen von Fre Habesha, Business Center, Hamm.

ብፍረ ኣቢልና ፍረ ንፍረ። ብሓባር ንዕየ ንዕበ።

* ባህርያትኩምን ባህሪ ስድራኹም፡ ደቅኹምን ኣብ ምፍላጥ ፕሮፈሺናል ሓገዝ ንገብር ኢና።

* መን ኣብ ምንታይ ስርሓ ከምዘድምዕ ብምሕባር ስራሕተኛታት ኣብ ሙቕጻር ሓገዝ ንገብር ኢና።

*መን እንታይ ዓይነት ሞያ ክወስድ ኣለዎ። ወይ ውን ዝንባለኻ/ኺ ኣብምልላይ ንሕግዝ ኢና።

*ADHD ንዘለዎም ቆልዑ ሓገዝ ንገብር ኢና። ብድሓን ምጹ

26/05/2026

AI ብጥርሑ

25/05/2026
ነዛ መጽሓፍ እዚኣ ፍሉይ ሓይሊ ዝህባ ድማ እዚ ዝስዕብ ፍሉይ ነጥብታት እዩ፦ውልቃዊ ተመክሮዓሚቕን ቅኑዕን ሕቶታትመጽሓፍ ቅዱሳዊ ጥበብክለሰ-ሓሳባዊን ፍልስፍናዊን መርትዖታትነፍሲ ወከፍ ኣርእስ...
17/04/2026

ነዛ መጽሓፍ እዚኣ ፍሉይ ሓይሊ ዝህባ ድማ እዚ ዝስዕብ ፍሉይ ነጥብታት እዩ፦
ውልቃዊ ተመክሮ
ዓሚቕን ቅኑዕን ሕቶታት
መጽሓፍ ቅዱሳዊ ጥበብ
ክለሰ-ሓሳባዊን ፍልስፍናዊን መርትዖታት
ነፍሲ ወከፍ ኣርእስቲ ብጥምረት ቅዱሳት ጽሑፋት፡ ዓሚቕ ምስትንታን፡ ከምኡ’ውን ንጹር መርትዖታት ዝቐረበ ኮይኑ፤ርእይቶታት ጥራይ ዘይኮነስ፡ መንፈሳዊ ሓቅታት ምስ ጭቡጥ ናይ ህይወት ኩነታት ዘተኣሳስር ትርጉም ዘለዎመግለጺታት የቕርብ።
ደራሲ ብሞያ "Mineral Process Engineering" ኣብ ኤርትራ፡ ከምኡ’ውን ብ "Metallic Materials Technology" ካብጀርመን ማስተርስ ዲግሪ ዘለዎ ኮይኑ፤ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ዋርሳይ ይከኣሎ ብመምህርነት ካብ ዘጥረዮተመክሮ ምስ ስነ-ፍልጠታዊ ኣተሓሳስባ ኣወሃሂዱ ኣቕሪብዎ ይርከብ። እታ How to Get an A+ in English ዘርእስታቀዳመይቲ መጽሓፉ፡ ንናይ ንሰባት ምሕጋዝን ሽግሮም ምፍታሕን ዘለዎ ተወፋይነት ዘርኢ ክኸውን ከሎ፣ እዛመጽሓፍ እዚኣ ድማ ነቲ ተልእኮ ብዝዓመቖን ዝያዳ ለውጢ ብዘምጽእን ደረጃ ትቕጽሎ።
https://www.amazon.de/-/en/Mussie-Teklit-Kifleyesus/dp/B0GXC2RC28/ref=sr_1_1?crid=XYSFWCXF2SMC&dib=eyJ2IjoiMSJ9.2B6InZkCJ6-0vEY-VUIYesnOxcvnpQo0iKpqwv_0U8Y.-uPso3KAccc-z1iirT4YtLp3AQN0_jiNIlCska4M1YE&dib_tag=se&keywords=mussie+teklit+book&qid=1776461429&sprefix=%2Caps%2C217&sr=8-1.

Adresse

Hamm
59065

Webseite

Benachrichtigungen

Lassen Sie sich von uns eine E-Mail senden und seien Sie der erste der Neuigkeiten und Aktionen von Fre Habesha erfährt. Ihre E-Mail-Adresse wird nicht für andere Zwecke verwendet und Sie können sich jederzeit abmelden.

Verknüpfungen

Teilen

Kategorie