Atranos Lotter

Atranos Lotter Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Atranos Lotter, Lottery retailer, Ayat zone 5, Addis Ababa.

🤩
08/03/2022

🤩

Internet payments without commission P2P transfers inside Solypay allow you instantly receive, transfer or pay other users without commission.

Integrate with your store (Website) using our api and get paid direct in your website!!!

Create store inside solypay, and sell your products direct in your solypay store.

Create subscription plan for your customers and get paid.

Create payment and donation links and get paid.

Create invoice and send to your customer, and get paid.

Do you want to share your income with your co-author? same thing: one click and the money is transferred in Solypay.

🤩🥳🥰
06/03/2022

02/01/2022

🛍ዮሃና ን ናይ ሓድሽ ዓመት ህያብ ትዓወትቲ ካብ ፎሬስት ቴክ🛍

ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ኣዳሊናዮ ዝነበርና ህያብ ን 20 ምሪጻት ናይ ነጻ ን ዌብሳይት ክንሰርሓሎም ን ሓድሽ ዓመት ምዓልቲ ክወድቅ ዝተባህለ ምድንጓይና ይቅሬታ እንዳሓተትና፡

ነቶም በታ ዝለኣኽናያ መላግቦ ጌርኩም ሳብስክራይብ ዝገበርኩም ሲስተምና ባዕሉ ካብቶም ዝነበሩ ብዝሒ ዘለዎም 20 ኣካውንትታት መሪጹ ናብ ሜሴንጀርኩም ሊኢኽልኩም ከም ዘሎ ክንሕብር ንፈቱ።

ደጊምና ነቶም ዕዉታት ዮሃና እንዳበልና በቲ ተላኢኹልኩም ዘሎ ናይ ሜሴንጀር መልእኽቲ ክትምለሱና ዘድሊ ሓበሬታ ከተማልኡ ንላበወኩም።

ነቶም ዘይበጽሓኩም ዕጫ ድማ ይቅሬታ ምስቲ ዘለና ግዜን ብዝሒ ዘለኩም ብምዃኑን እምበር ንኹሉኹም ክንሰርሓልኩም ኣይምጸላእናን። ኮይኑ ግን ነቲ ከም ዌብሳይት ኮይኑ ኣብ ሜሴንጀርኩም፡ ፈይስቡክኩም ከገልግለኩም ዝኽእል ናይ ዘመንና ብሉጽ ማሕበራዊ መራኸቢ ቦት ምስ ቴምፕለይቱ ኣብ ሲስተምና ምስ ፈይስ ቡክ ብምትሕብባር ናይ 5 ወርሒ ነጻ ንብረትኩም ስራሓትኩምን ተላልይሉ ሙሉእ ኣገልግሎት ኣዳሊናልኩም ከም ዘለና ነበስረኩም።

ርሑስ ቅንያት ሓድሽ ዓመት!!!

✍️ ትፈልጡ ' ዶ ✍️ሓበሻ ሳንቲም (HabeshaCoin) ብ ኤርትራውያን መንእሰያት ናይ ቴክ ዝተሰርሐት ምዃና!!!ሓበሻ ሳንቲም (HabeshaCoin) ካብተን ኣብ ዓለም ዘለዋ ብኣጻብዕ ዝቁ...
20/09/2021

✍️ ትፈልጡ ' ዶ ✍️

ሓበሻ ሳንቲም (HabeshaCoin) ብ ኤርትራውያን መንእሰያት ናይ ቴክ ዝተሰርሐት ምዃና!!!
ሓበሻ ሳንቲም (HabeshaCoin) ካብተን ኣብ ዓለም ዘለዋ ብኣጻብዕ ዝቁጸራ ተመሳሰልቲ ትካላት ኣገልግሎታ ቅናሽን ውሑስን ምዃኑ!!!
ሓበሻ ሳንቲም (HabeshaCoin) ጸገም ናይ ኦንላይን ኣከፋፍላ ናይ ሕብረተሰብና ክትፈትሕ ብብዙሕ መጽናዕቲ ከም ዝሓለፈት!!!
ሓበሻ ሳንቲም (HabeshaCoin) ንእተቀምጥዎን እተንቀሳቅስዎን ገንዘብ ንምክልኻል ናይ ዕጽፊ ደረጃ ናይ ኢንተርነት ጸጥታ ከም እትጥቀም!!!
ሓበሻ ሳንቲም (HabeshaCoin) ተወዳዳሪት ክትከውንን ኣገልግሎታ ክዓብን ካብ ሕብረተሰብና ምትብባዕ ከም ዘድልያ!!!

ሓበሻ ሳንቲም ካባኹም ናባኹም!!!

[email protected]

Habesha Coin is at your service with its user-friendly features, secure infrastructure and applications that make a difference.

✍️ ትፈልጡ ' ዶ ✍️ሓበሻ ሳንቲም (HabeshaCoin) ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ወከልቲ ጌራ ትሰርሕ ከም ዘላ!!!ሓበሻ ሳንቲም (HabeshaCoin) ንዝኾነ ዘለኩም ሕቶ ቅሬታ ርኢቶ ን ኣ...
20/09/2021

✍️ ትፈልጡ ' ዶ ✍️

ሓበሻ ሳንቲም (HabeshaCoin) ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ወከልቲ ጌራ ትሰርሕ ከም ዘላ!!!
ሓበሻ ሳንቲም (HabeshaCoin) ንዝኾነ ዘለኩም ሕቶ ቅሬታ ርኢቶ ን ኣብ ቀረባኹም ዘሎ ወኪልና ብኣካል ወይ ቀጥታ ብቴሌ ክትውከሱ ከም እትኽእሉ!!!
ሓበሻ ሳንቲም (HabeshaCoin) ካብ ኣፍሪቃ ሃገራት ኮይንኩም ገንዘብኩም ከተመሓላልፉ ንእትሽገሩ ብመንገዲ ወከልትና ዘለዋ ባንክታትን ውልቀ ትካላትን ብቀሊሉ ከተሰጋግሩ ከም እትኽእሉ!!!
ሓበሻ ሳንቲም (HabeshaCoin) ገንዘብ ናብ ቤተሰብኩም ብቅልል ዝበለ ከተሰጋግሩ ከም እትኽእሉ!!!
ሓበሻ ሳንቲም (HabeshaCoin) ንዝኾነ እትጥቀሙሉ ምንቅስቃስ ናይ ገንዘብኩም ቀጥታ ከም እትከታተልዎ!!!

ሓበሻ ሳንቲም ካባኹም ናባኹም!!!

[email protected]

Habesha Coin is at your service with its user-friendly features, secure infrastructure and applications that make a difference.

✍️ ትፈልጡ ' ዶ ✍️ሓበሻ ሳንቲም (HabeshaCoin) ብዝተፈላለየ ዓይነት መንገዲ ገንዘብኩም ከተቀምጡ ከም እትኽእሉ!!!ሓበሻ ሳንቲም (HabeshaCoin) ዘለኩም ቢትኮይን ናብ ማስተር...
20/09/2021

✍️ ትፈልጡ ' ዶ ✍️

ሓበሻ ሳንቲም (HabeshaCoin) ብዝተፈላለየ ዓይነት መንገዲ ገንዘብኩም ከተቀምጡ ከም እትኽእሉ!!!
ሓበሻ ሳንቲም (HabeshaCoin) ዘለኩም ቢትኮይን ናብ ማስተር ወይ ቪሳ ካርድ ኣቀይርኩም ንዝኾነ ናይ ኦንላይን ክፍሊት ክትጥቀሙሉ ከም እትኽእሉ!!!
ሓበሻ ሳንቲም (HabeshaCoin) ንድሕነት ሲስተማ ናይ ዕጽፊ ኢንተርነት ጸጥታ ከም እትጥቀም!!!
ሓበሻ ሳንቲም (HabeshaCoin) ገንዘብ ኣብ እተንቀሳቅሱሉ ናይ End-to-End Encryption ኮድ ከም ዝጥቀም!!!
ሓበሻ ሳንቲም (HabeshaCoin) ንዝኾነ እትጥቀሙሉ ምንቅስቃስ ናይ ገንዘብኩም ቀጥታ ከም እትከታተልዎ!!!

ሓበሻ ሳንቲም ካባኹም ናባኹም!!!

[email protected]

Habesha Coin is at your service with its user-friendly features, secure infrastructure and applications that make a difference.

ሰላም ሰላም ካብ ሓበሻ ሳንቲም (HabeshaCoin) 👊ትማሊ ዘርጊሕናዮ ከም ዝነበርና ሓበሻ ሳንቲም (HabeshaCoin) ንቀዳሞት 500 ተመዝገብቲ ናይ ቦናስ ውህብቶ ከም ዘሎ ፖስት ጌርና...
20/09/2021

ሰላም ሰላም ካብ ሓበሻ ሳንቲም (HabeshaCoin) 👊

ትማሊ ዘርጊሕናዮ ከም ዝነበርና ሓበሻ ሳንቲም (HabeshaCoin) ንቀዳሞት 500 ተመዝገብቲ ናይ ቦናስ ውህብቶ ከም ዘሎ ፖስት ጌርና ኔርና። ምዝገባ ኣብ ውሽጢ 24 ዘይመልእ ልዕሊ ፍርቂ ስለ ዝበጽሑ፡ ነቲ ዝገበርኩምልና ምትብባዕን ተገዳስነትን እንዳመስገንና.......
እቲ ንቀዳሞት 500 ተመዝገብቲ ዝነበረ ናብ 2000 ክብ ኣቢልናዮ ከም ዘለና ብሓጎስ ምስ ናይ ምስጋና ክንገልጽ ንፈቱ። እቲ ናይ መወከሲ (referral) ድማ ኣብ ቦትኡ ከም ዘሎ፡ ንዝኾነ ይዕሩኽ ምሓዙት ቤተሰብ ሼር እትገብርዎ ብናትኩም መወከሲ ምስ ዝምዝገቡ ናይ መወከሲ ውህብቶ ከም ዘሎ፡ ኣብ ርእሲ'ዚ ድማ ንተመዝጋቢ ብናትኩም መወከሲ ዝመጸ ናይ ተመዝጋቢ ውህብቶ ተዳልዩ ከም ዘሎ ብሓጎስ ነበስር።

ሃየ እምብኣር ካብ ቀዳሞት 2000 ተመዝገብቲ ብሙዃን ሓበሻ ሳንቲም (HabeshaCoin) ኣዳልይልኩም ዘሎ ውህብቶ ተኻፈሉ።

ሓበሻ ሳንቲም (HabeshaCoin) እታ ናይ መጀመርያ ናይ ሓበሻ ናይ ኢንተርነት ኦንላይን ዲጂታል ቪርችዋል ባንኪን ኣገልግሎትን ቪርችዋል ናይ ማስተር ካርድን ቪዛ ካርድን ኣገልግሎት፡ ካባኩም ናባኹም........!!!

ዋሳብ/ቴለግራም፡ +249961801276
ኢመይል፡ [email protected]

ሓበሻ ሳንቲም!!!

Habesha Coin is at your service with its user-friendly features, secure infrastructure and applications that make a difference.

Address

Ayat Zone 5
Addis Ababa
1000

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Atranos Lotter posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Atranos Lotter:

Share