ɴᴀʙʀᴀɴᴀ ʙᴀʜʟᴀᴡɪ ᴀᴄᴛɪᴠɪᴛʏ

ɴᴀʙʀᴀɴᴀ ʙᴀʜʟᴀᴡɪ ᴀᴄᴛɪᴠɪᴛʏ "ባህላዊ ክዳውንቲ ፣ ንኣዳራሽ ንቤት ዝከውን ባህላዊ ᴅᴇᴄᴏ?

04/10/2021

ሰላም ሰላም ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለምና እትርከቡ አክበርቲ ባህላዊ ንጥፈታትና ከመይ ትኮኑ ሰለም ክትህልዉ እንዳ ተመነና ንዓኩም ነምሕጓስ ንባህልና አብ ናብራና ብምውካስ : ንጥፈታትና በኩሉ እናዛየደ ይከይድ ምህላዉ እንዳ ገለጽና ሕጂ ውን በሓድሽ ገጽ ደበክ ኢልና አለና ፣ብአዴታተ ዘተቃመመ በርበረ ሽሮን ንጸብሒ ዝከውን ቀመማትን፣ ክዳውንቲ ከምኡ'ውን ንጽባቀ ገዛን አዳራሽን ዝከውን ባህላዊ ንብረታትን ፣ክዳውንቲ ንዓቢ ንእሽቶ ከይበለ ፣ንሕጸ ንመርዓ ንጥምቀት ንልደት፣ ንማሕበር ኮነ ንውለቂ ብዝተፈላለየ ቅድታት ክሳብ ዘለክሞ ቦታ ከንልእክ ሙካና ንሕብር።
ɴᴀʙʀᴀɴᴀ ʙᴀʜʟᴀᴡɪ ᴀᴄᴛɪᴠɪᴛʏ
ɴᴀʙʀᴀɴᴀʙᴀʜʟᴀᴡɪᴀᴄᴛɪᴠɪᴛʏ@ɢᴍᴀɪʟ.ᴄᴏᴍ

Address

Addis Ababa

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ɴᴀʙʀᴀɴᴀ ʙᴀʜʟᴀᴡɪ ᴀᴄᴛɪᴠɪᴛʏ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share