ወዲ ዓዴት Wedi Adet

ወዲ  ዓዴት Wedi Adet Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from ወዲ ዓዴት Wedi Adet, Business service, Adwa.

29/01/2025

ካብ ሕሳብ ባንኮም ካብ ፍቓድ ብዓል ዋና ሒሳብ ባንኪ ወፃኢ ካብን ናብን ገንዘብ ከመሓላልፍ ዝኽእል ብዓይነቱ ዝተፈለየን ሓደገኛን መተግበሪ
'Pharma+/CBE Vacancy' ተኣታትዩ ስለዘሎ ጉቡእ ጥንቃቐ ንኽግበር ፃውዒት ቀሪቡ ።

ብዓይነቱ ዝተፈለየን ሓደገኛን መተግበሪ ካብ ሕሳብ ባንኮም ብዘይ ፍቓድ ብዓል ዋና ካብን ናብን ገንዘብ ከመሓላልፍ መተግበሪ (App) ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ምስ ዝረኽቡ ከየውርድዎን ከይፅዕንዎን ክብል ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ሓደገኛን መተግበሪ (App)
'Pharma+/CBE Vacancy' ዘስመየ መተግበሪ (App) ንጉሕለትን ምድንጋርን ዝተምሃዘ ሓደገኛ መተግበሪ ከምዝኾነ ዝሓበረ እቲ ባንኪ ብማሕበራዊ ሚድያታት ቴሌግራምን ዋትስአፕን ናብ ዓማዊሉ ይባፃሕ ብምህላው ተጠቀምቲ ተቐዳዲሞም ከየውርድዎን ከይፅዕንዎን ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ምዒዱ።

ንዚ ንምድንጋርን ንጉሕለትን ዝተሃንፀ መተግበሪ ሓንሳብ ኣብ ተንቀሳቓሳይ ስማርት ቴለፎን እንተተፃዒኑ ካብ ሕሳብ ባንኮም ብዘይ ፍቓድ ብዓል ዋና ካብን ናብን ገንዘብ ከመሓላልፍ ስለዝኽእል ብኣግኡ ምጥንቃቕ ከምዝግባእ ሓቢሩ'ሎ።

እዚ ሓድሽ ዝተኣታተወ ሓድሽን ብዓይነቱን ዝተፈለየ መደናገርን ንጉሕለት ዝተምሃዘ መተግበሪ ብዘካየድክዎ መፅናዕቲ ሓደገኛ ምዃኑ ኣረጋጊፀ'ለኹ ዝበለ እቲ ባንኪ
Pharma+/CBE Vacancy' ዘስመየ መተግበሪ (App) ብቴለግራም ይኹን ወትስኣፕ እንተኣትዩ ንምውራዱ ይኹን ንምፅዓኑ ከይትሓስብዎን ከይትውዕልዎን ክብል ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣጠንቂቑ።

Goyteom Gebreegziabher

መሕፈርቲ ዓዲእሞ ናይ ህዝቢ ጎሮሮ ኣድርቕ ኣቢልካስ ክብልዓለይ መሕፈርቲ ዓዲ ካልኦት እውን ብደምቢ ክትትል ክግበረሎም እዩ ዝግባእ ህዝቢ ብጭንቀት ዝሓስቦ ጠፊእዎስ ተወሳኺ ጭንቀት ይፈጥሩ!!...
26/04/2024

መሕፈርቲ ዓዲ

እሞ ናይ ህዝቢ ጎሮሮ ኣድርቕ ኣቢልካስ ክብልዓለይ መሕፈርቲ ዓዲ
ካልኦት እውን ብደምቢ ክትትል ክግበረሎም እዩ ዝግባእ ህዝቢ ብጭንቀት ዝሓስቦ ጠፊእዎስ ተወሳኺ ጭንቀት ይፈጥሩ!!!

ኣንበሳ ባንክከ አ.ማ.ንደለይቲ ስራሕ
19/03/2024

ኣንበሳ ባንክከ አ.ማ.
ንደለይቲ ስራሕ

ጥቡቕ ክትትል ክግበረሉ ኣቕዲምና ክነፍልጥ ንደሊ ኣለና ፣ነዚ ሓበሬታ ዘምፃእኹምልና ድማ ነመስግን!!!
15/01/2024

ጥቡቕ ክትትል ክግበረሉ ኣቕዲምና ክነፍልጥ ንደሊ ኣለና ፣ነዚ ሓበሬታ ዘምፃእኹምልና ድማ ነመስግን!!!

Address

Adwa

Telephone

+251939042458

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ወዲ ዓዴት Wedi Adet posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share