Godifay Tareke Attorney and Counselar Law

Godifay Tareke Attorney and Counselar Law as a private licensed lawyer, i can serve any one who have a civil or criminal case at any level of court in federal or tigray state.

25/06/2023

“An urgent appeal to the WFP and USAID from the Catholic church in Adigrat - Tigray”

To whom it may concern!
31/03/2023

To whom it may concern!

“በፖለቲካ ፓርቲዎች የመሰብሰብ መብት ላይ የሚደረጉ ገደቦች እና በአባላቶቻቸው ላይ የሚደርሱ እንግልቶች በዘላቂነት ሊቆሙ ይገባል። 🇪🇹 https://t.co/kGTJwebp3E”

The New Logo.....
25/06/2018

The New Logo.....

ኣብያተ ፍርዲ ክልል ትግራይ ዓመታዊ ገምጋም ስረሐን ሎመዓንቲ ዕለት 18 ሰነ 2010 ዓ.ም. እንክዛዝማ ኣብያተ ፍርዲ ክልል ትግራይ ዝውክል ኣርማ ኣፅዲቐን። ትርጉም እዚ ኣርማ ከምዚ ዝስዕብ ተቐሚጡ ኣሎ፡

1- እዚ አርማ ኣብያተ ፍርዲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ፀሊምን ቀይሕን ሕብርታት ዝሓዘ ኮይኑ እቲ ፀሊም ካብ ኣድልዎ ናፃ ዝኾነ ስርዓት ዳይነት ዝውክል ኮይኑ እቲ ቀይሕ ድማ እዚ ስርዓት ዳይነት ንኽትከል ዝተኸፈለ መስዋእቲ የርኢ፡፡

2- ኣብ ማእኸል እዚ አርማ ዘሎ ፅላል ዳዕሮን ኣብ እግሪ እቲ ዳዕሮ ኮፍ ዝበሉ ሰባትን ህዝቢ ትግራይ ኣብ ፅላል ዳዕሮ ግልጋሎት ዳይነት ናይ ምሃብ ታሪኻውን ዘሐብንን እሴት ከምዘለዎ ዝገልፅ እዩ፡፡

3- ኣብ ማእኸል እዚ አርማ ዘሎ ምስሊ ሚዛን ግልጋሎት ዳይነት ፍትሓውን ሚዛናውን ብዝኾነ መንገዲ ዝወሃብ ምዃኑ ዘመላኽት እዩ፡፡

4- ኣብዚ አርማ እቲ ኣብ ልዕሊ እቲ ዳዕሮ ጫፉ ውጥም ኢሉ ዘሎ ምስሊ ሓወልቲ ኣክሱም እዚ ሓወልቲ ንሕበነሉ መግለፂ መንነትናን ስልጣነን ምዃኑ ዝገልፅ እዩ፡፡

5- ኣብዚ አርማ እቲ ብየማንን ፀጋምን ዘሎ ምስሊ ስገምን ሓፂንን ግልጋሎት ዳይነት ባዕሉ እኹል ዕላማ እኳ እንተኾነ ብተወሳኺ ንምርግጋፅ ልምዓትን ኢንዳስትሪን ኣድላዪ ምዃኑ ዘመላኽት እዩ፡፡

Address

Selam
Mekelle
P.O.BOX-2193 MEKELLE TIGRAY-

Telephone

+251914708763

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Godifay Tareke Attorney and Counselar Law posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Godifay Tareke Attorney and Counselar Law:

Share