21/01/2024
ኽቡራት ዓማዊልና እንኳዕ ንበዓል ጥምቀተ-ክርስቶስ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና እናበለ ኣዳራሽ ባህላዊ ቤት ምግቢ ቃልኣብ (ቃልኣብ ሬስቶራንት) ከም ቀደሙ ቀደማይ ደረጃ መኻኽቲ ኣጣልን ኣባጊዕን ሒዙ ምስ ምሉእ መስተንግዶ ይፅበየኩም ኣሎ።
ይምፅኡ ዘና ይበሉ።
ንዕግበት ዓማዊልና ንተግህ!