Milkta.com

Milkta.com Milkta.com is the first multilingual job and tender portal with a responsive design supporting mobile device, email and SMS alerts

Milkta.com is the first multi-lingual job and tender portal with a responsive design supporting mobile device, email and SMS alers

16/05/2026

ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ጨ/መቐለ ናይ ዘይቲ ፒክኣፕ ክዕዽግ ይደሊ

16/05/2026

ቤት ትምህርቲ ገረብ ፀዶ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከዐደግ ይደሊ።

16/05/2026

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ኣብ ዓዲ-ሓ ንዘስርሖ ዘሎ lot-1 ህንፃ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናይ ሰራሚክስ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

16/05/2026

መቐለ ቤት ህንፀት ንሕጊ ተሃነፅቲ ንሓደ ዓመት ን2019 ዓ/ም ምስ ክምግብ ዝኸእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

16/05/2026

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ ተሓባበሪ ቢሮ ከልል ትግራይ ናዊቲ ኣብያተ ት/ቲ (Furniture materials ኣወዳዲሩ ክፅግን ስለዝደለየ፦

16/05/2026

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤትፅሕፈትቤት ምኸር ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል መጋረጃን ንቤትፅሕፈት ልምዓት ድኣንትን ማኒፋክቸሪንግኢንዳስትሪን ከተማ መቀለ ናይ እንስሳት መድሓኒትን ናውቲ አቀሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ።

16/05/2026

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቕሓ ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

16/05/2026

እስፒከር : ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

16/05/2026

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ኤሌትሪክን መሳረሒን ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ብፕሮፎርማ ከዋዳድር ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡

15/05/2026

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ ንአገልግሎት ዘፈር ቁጠባ ዝዉዕሉ ደርሆን ናይ: ማይ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

Address

Mekelle

Opening Hours

Monday 08:30 - 12:30
13:30 - 17:30
Tuesday 08:30 - 12:30
13:30 - 17:30
Wednesday 08:30 - 12:30
13:30 - 17:30
Thursday 08:30 - 12:30
13:30 - 17:30
Friday 08:30 - 12:30
13:30 - 17:30
Saturday 08:30 - 12:30
13:30 - 17:30

Telephone

251344411006

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Milkta.com posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Milkta.com:

Share