Ayba page

Ayba page Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Ayba page, London.

03/02/2026

With ጋዜጠኛ ሃይላይ ተኽላይ Hailay Wdikeshi – I'm on a streak! I've been a top fan for 3 months in a row. 🎉

10/11/2025

ኑሮ ና ታኪሲ ካልታገስክ ኣይሞሉም!
ትገሬ ግን ምን ነካብን?
ጥላቻ ኣበዛን ፣መቻቻል ኣቆምን፣ትግስት ኣጣን 😭

10/11/2025

ኣብ ትግራይ ኾይንኻ ጦርነት ትናፍቕ ፉጡር ፅንዓት ይሃብኻ!
ንስኻ ወዲ ሕላፍ ስዓት ኢኻ!
ፎሎው ሃየ ደቂ ሪመይ

10/11/2025

ተጋሩ ግን ዘልኣለም ንስልጣን ድና እናተናቖርና ክንነብር?

ኣየታትና ዝፈፀምዎ ስሕተት ኣባና ኣይድገምን!
ፎሎው ምባል ኣይትረስዑ!

08/11/2025

ሰናይ ዜና
ኩሉ መንእሰይ፣ተጋዳላይ ትግራይ እዚ ኩናት ኣብ ዕድመና ከብቅዕ ኣሎዎ
ኩናት የብርስ ምበር ኣየልምዕን ዝብል ቻለንጅ ብዓለም ለኸ ምሁራን ተጋሩ GSTS ተጀምሩ ኣሎ።
ኩናት ይኣክል!

08/11/2025

ብውሽጢ ዝመፀአትኒ ጥቆማእዛ

ሰላም ዝዓርከይ
ቸኩለ ዝፅሓፍክዎ ዩ ይቅርታ ግን ንታ ሓቤሬታ ኣቃልዐዮ

ሎምቅነ ወታደራዊ መራሒቲና ኣይዛኹም ኣብይ ኹሉ ነገሩ ተዳኽሙ እዩ እሎም ናብ ዓፋር ወስዶም ኣደዳ ህልቂቲን መቑሰልቲን ገይሮምና ኣለው፥ ንሳቶም ብድሕሪት ኮይኖም እናደፉኡና ብቅድምትናን ድሕሪትናን ብሓዊ እናነደድና ንርከብ ።
ንሱ ከይኣክል እቶም ዓፋር ዘለው ኣሕዋትና ሑደጉ ደም ኣይንፋሰስ ንቤተሰብና ንሕለዮሎም እናበሉ ይልሙኑና ኣለው ኣበይ ማ መን ድኣ ክሰምዐና ብጣዕሚ ጨንቁና ዩ ዘሎ
በይዛኹም ኣሕዋት ባዕልትና ምስ ባዕልትና ኣይንዋጋእ ድምፂ ኹኑና በለለይ

ሽመይ ንዓኻ ጥራይ ትኹነለይ

08/11/2025

ደብረፅዮን ፣ኣለም ገብረዋህድ፣ መንጀርኖ፣ጌታቸው ኣሰፋ እንታይ ኮይኖም ኣብ ሚድያታት ትግራይ መፅኦም ሓሳብ፣መግለፂ፣ክርክር ዘይገብሩ?

ደብረፅዮን ኣብ ወይን ጥራሕ መግለፂ ዝህብ ንምንታይ ዩ?
ፍርሖም መወዳእታ የብሉን ጭኽነቶም ግን ክንደየናይ ምዃኑ ረኣይዎ፣ኣስተውዕልዎ።

ተጋሩ ደንቆሮታት ኢና ብሓቂ!

08/11/2025

👉 ኩሉ መንገግስቲ ሰራሕተኛ ናብ ግምባር ንክኸቲት ኣለዎ
እንተዘይኮይኑ እነዖውቶ ቃሊሲ ይኹን እነመዝግቦ ዓወት የለን!
ላዕሎዎት ኣዘዚቲ ሰራዊት ትግራይ ኣብ ህፁፅ ኣኼባ ዝተዛረብዎ እዩ።

07/11/2025

☝ብውሺጢ ዝመፀአኒ ሓቤሬታ!

ኣርሚ 42 ኳሕ ትጀምር ጥራሕ ምበር ነናብ ገዛና ኢና ክንብተን
ዱንኩል ዝብሃል ሱንኩል ከም ናይ ትማሊ ኣይነኣምነካን!

07/11/2025

ሰበርዜና
ኣብ ከባቢታት ኦፍላ፣ከተማኮረም፣ማይጨውን መኾንን ዙርያ ዘለው ኣባላት ነናብ ገዝኦም እናፈረሱ ይኸድለወው

06/11/2025

ቓሊ ኣቐባሊ ፋኖ ወ ሻዕብያ ልፍዓተይ ተስፋ ወዓካፃ

Address

London

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Ayba page posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share