Zaire- Training, Research & Business Consultancy Center.

Zaire- Training, Research & Business Consultancy Center. We are Zaire a group of business graduates and ACCA candidates, we’re the best business solution hub.

Zaire- Training, Research & Business Consultancy Center.
06/07/2025

Zaire- Training, Research & Business Consultancy Center.

Zaire Training, Research and Business Consultancy #
19/11/2024

Zaire Training, Research and Business Consultancy #

ኣንጎላ 2025፡ ካብ መቅጻዕቲ ከፈልቲ ግብሪ ኣታዊታት ምምዕባይ ትሰርሕ
08/11/2024

ኣንጎላ 2025፡ ካብ መቅጻዕቲ ከፈልቲ ግብሪ ኣታዊታት ምምዕባይ ትሰርሕ

ዘሐጉስ ብስራትካብ ዛየር ትካል ስልጠና፡ መጽናዕትን ምኽሪ ዋኒንን ትምህርቲ መሳርሒ ሙዚቃ ኪቦርድ ንህጻናትን ዓበይትን ንህጻናትን ዓበይትን ካብ ጀመርቲ፡ ማእከላይ ክሳብ ምዕቡል ደረጃ ትምህር...
03/06/2024

ዘሐጉስ ብስራት
ካብ ዛየር ትካል ስልጠና፡ መጽናዕትን ምኽሪ ዋኒንን
ትምህርቲ መሳርሒ ሙዚቃ ኪቦርድ ንህጻናትን ዓበይትን

ንህጻናትን ዓበይትን ካብ ጀመርቲ፡ ማእከላይ ክሳብ ምዕቡል ደረጃ ትምህርቲ ኪቦርድ ንምህር።
እዚ ስልጠና
ካብ መሰረታዊ ክልሰ ሓሳብ ሙዚቃ፤
ሌላ ንባብ ኖታ ሙዚቃ፤
ሙዚቃዊ ሚዛን፤
ሙዚቃዊ ኮርድታት፤
ሃርሞኒክ መስርዕን ካልእ ብዙሕን የጠቅልል።
ክትመሃሩ እትደልዩ ግዱሳት ንዝያዳ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ርኸቡና።

ኣንጎላ፡ ምሉእ ምቁራጽ ድጎማ በንዚን ጸዲቑ ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ኣንጎላ፡ ንገለ ደርብታት ክፋላትን ሕብረተሰብ ክወሃብ ዝጸንሐ ድጎማ ነዳዲ ብምእላይ ካብ 30 ሚያዝያ ጀሚሩ ድጎማ ፍጹም ዝኣሊ...
07/03/2024

ኣንጎላ፡ ምሉእ ምቁራጽ ድጎማ በንዚን ጸዲቑ

ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ኣንጎላ፡ ንገለ ደርብታት ክፋላትን ሕብረተሰብ ክወሃብ ዝጸንሐ ድጎማ ነዳዲ ብምእላይ ካብ 30 ሚያዝያ ጀሚሩ ድጎማ ፍጹም ዝኣሊ ኣዋጅ (ዲያሪዮ ዳ ሪፓብሊካ) ሓቲሙ።
መንግስቲ ዝሓለፈ ዓመት ብ1 ሰነ፡ እቲ ብበንዚን ዝጀመረ ድጎማ ነዳዲ ቀስ ብቐስ ክስሕብ ምዃኑ ኣፍሊጡ ነይሩ፡ ንገለ ቁጠባዊ ንጥፈታት ግን ነጻ ዝገበረ እዩ ኮይኑ ጸኒሑ።
እዚኦም ድማ ስድራቤታዊ ሕርሻዊ ንጥፈታት፣ ያታዊ ምግፋፍ ዓሳ፣ መራሕቲ ታክሲን መራሕቲ ታክሲ ሞተር ሳይክልን፣ ብመንገዲ ካርድታት ድጎማ መዓልታዊ ገደብ 7000 ክዋንዛ ዘለዎን ኣብ መንጎ እቲ ንነዳዲ ዝሽፍን 160 ክዋንዛ ንሓደ ሊትሮ ክዕደል ጸኒሑ።
ብመሰረት እቲ ኣብዚ ሓሙስ ዝተሓትመ ፕረዚደንታዊ ኣዋጅ፡ እቲ ኣብ ካርድ ድጎማ ነዳዲ ዝነበረ ደረት ክሳብ ሚያዝያ 30 ክእለ እዩ።
ኣብ 2022 ኣብ ዋጋ ነዳዲ ዝተገብረ ድጎማ ኣስታት 1.98 ቢልዮን ክዋንዛ ከምዝነበረ ተገሊጹ።

Job Vacancies:Qualifications* Job Post -  Port Operation* Work Experience - 2 Year & Above ( Note:. In Angola)* Numbers ...
07/03/2024

Job Vacancies:

Qualifications
* Job Post - Port Operation
* Work Experience - 2 Year & Above ( Note:. In Angola)
* Numbers -1
* Education - Diploma & BA Degree
* Skills - Portugese Language (Note:. Mandatory)
* Start date - as per agreement
* Salary rate - as per agreement

Vacancies * Job Post -  Accountnt* Work Experience - 1 Year & Above * Numbers  -1* Location - Huambo Angola* Start date ...
07/03/2024

Vacancies
* Job Post - Accountnt
* Work Experience - 1 Year & Above
* Numbers -1
* Location - Huambo Angola
* Start date - as per agreement
* Salary rate - as per agreement

Special Online Program ሰላም ንኩሉኹም ኤርትራውያን ነበርቲ ኣንጎላ፣ ዛየር ትካል ስልጠና፣ መጽናዕትን ምኽሪ ዋኒንን ከም መቀጸልታ ናይቲ ክህቦ ዝጸንሐ ኣገልግሎት ትምህርቲ ቋንቋ...
09/02/2024

Special Online Program

ሰላም ንኩሉኹም ኤርትራውያን ነበርቲ ኣንጎላ፣ ዛየር ትካል ስልጠና፣ መጽናዕትን ምኽሪ ዋኒንን ከም መቀጸልታ ናይቲ ክህቦ ዝጸንሐ ኣገልግሎት ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዘኛን ፖርቱጋልኛን፣ ሕጂ ከኣ ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛን ንኣንጎላውያን ብዝምድና መጻምድቲ ኣካል ሕብረተሰብና ዝኾነ፡ ካብ እንጎላውያን ዝተወልዱ ደቅናን ከምኡ’ውን ኣብ ሃገረ ኣንጎላ ተወሊዶም ዝዓበዩ ደቅና ካልኦትን ዝበቅዕ ኦን ላይን (Online Class) ክላስ ኣዳሊና ኣለና።

ብስራት ካብ ዛየር ትካል ስልጠና፡ መጽናዕትን ምኽሪ ዋኒንን ከም መቀጸልታ ከካይዶ ዝጸንሐ ኣገልግሎታት ንተጠቀምቲ ብፍላይ ብራሕቂ ቦታ ግዜን ጻዕቂ ስራሕን ተረባሕቲ ክንከውን ዘይከኣልና  ናይ...
25/01/2024

ብስራት ካብ ዛየር ትካል ስልጠና፡ መጽናዕትን ምኽሪ ዋኒንን ከም መቀጸልታ ከካይዶ ዝጸንሐ ኣገልግሎታት ንተጠቀምቲ ብፍላይ ብራሕቂ ቦታ ግዜን ጻዕቂ ስራሕን ተረባሕቲ ክንከውን ዘይከኣልና ናይ ኦንላይን ንድፊ (Platform) ብምድላው መርሓባ ይብለና።

Customized on job online tranining from anywhere with cloud platforms.

Endereço

Vila De Viana
Luanda

Horário de Funcionamento

Segunda-feira 08:00 - 21:00
Terça-feira 08:00 - 21:00
Quarta-feira 08:00 - 21:00
Quinta-feira 08:00 - 21:00
Sexta-feira 08:00 - 21:00
Sábado 08:00 - 21:00

Telefone

+244928200450

Website

Notificações

Seja o primeiro a receber as novidades e deixe-nos enviar-lhe um email quando Zaire- Training, Research & Business Consultancy Center. publica notícias e promoções. O seu endereço de email não será utilizado para qualquer outro propósito, e pode cancelar a subscrição a qualquer momento.

Entre Em Contato Com O Negócio

Envie uma mensagem para Zaire- Training, Research & Business Consultancy Center.:

Compartilhar