03/03/2023
ግልጋሎታት www.afrotender.com
• ዝጥቅዑ ጨረታታት መሰረት ብምግባር ብሳይንሳዊ መፅናዕቲ ዝተደገፈ ከይዲ ዕዳጋ ክትትል ንምግባር ዘኽእል ሰሌዳ
• ምስ ስራሕ ዝተኣሳሰር መረዳእታን ኣድራሻታትን ንምሓዝ ዘኽእል ኣጉዶ
• ብመሰረት ዝመረፅኩምዎም ዘፈር ጨረታታት፡ ሰነድ ጨረታ ዘለዎምን ዘይብሎምን ጥቕልል ኣቢሉ ዘቕርበልኩም ሰተታ
• ነቶም ዝጥቅዑ ጨረታታት ኩሎም ፡ ሰነድ ጨረታ ዘለዎምን ዘይበሎምን፡ ብሓደ ዘቕርብ ባይታ
• ሰነድ ጨረታ ዘለዎም ጨረታታት ንበይኖምን ንምርኣዩምን ንኣተሓሐዛን ብዝጥዕም ኣገባብ ፈልዩ ዘቕርብ
• ጨንፈራት ስራሕቲ መሰረት ብምግባር ዝተሓሓዙ ጨረታታት ኣፅሪዩ ዘዋህልል
• ብዝወፁ ጨረታታትን ምንቅስቓሳት ተጫረትቲን ተዓዘብት ተሞርኪዙ ሓበሬታት ዝህብን ኣንፈት ዘርእን ሰሌዳ
• ሰነድ ጨረታ ዘለዎም ጨረታታት ተፈልዮም ዝቕመጥሉ ሳንዱቕ
• ንምክትታል መታን ንኽጥዕም እንደልዮም ጨረታታት እነቐምጠሉ ሳንዱቕ
• ዝሓተምናዮም (ፕሪንት ዝገበርናዮም) ጨረታታት ፈሊና ንርእየሉ ክፋል
• ዝተራእዩ፡ ዘይተራእዩ፡ ግዜ ዝሓልፎም ጨረታታት እንከታትለሎም ካልኦት ሰራሕቲታት እንሰርሐሎምን ክፋላት
• ነዞም ኩሎም ተግባራት ንምክያድ ዓይነት ስልኪ ኾነ ዓይነት ኮምፒውተር ምምራፅ ግድን ኣይኮነን
• እንጥቀምሉ ዓይነት ኮምፒውተር፡ ዓይነት ታብሌት ወይ ድማ ዓይነት ስልኪ ብምዕዛብ ዝምጥኖ ዓይነት ስርዓት መርበብ ሓበሬታ ዝህብ
• ብዝጥዕመና መንገድን ኣገባብን ሓበሬታ ጨረታታት እንደልየሉ ስርዓት (search engine) ዘማለአ
• ብመሰረት ሕድሕድ ከይዲ ጨረታ፡ ምንቅስቓሳትን ክትትልን ተዓዘብቲ ዘማላኽት መስርሕ ዘለዎ
• ሰነዳት ጨረታታት ብቐሊል መንገድን ኣብዘልናሉ ቦታን ብምዃን እንዕድገሉን ስርዓት ዘማለአ
• እንደልዮ ዓይነት ሕብሪ፡ መደብ እንከታተሎም ጨረታታት፡ ለውጢ ሚሰጥራዊ ቃል (password) ንቕይረሉን ካልኦት ነገራት እነስተኻኽለሉን ክፋል ዝሓዘ
• ነዞም ኩሎም ዝተጠቕሱ ነገራት ካብ ምስማዕን ምርኣይን ምፍታኖም ዶ ኣይሓይሽን፧ ኣካውን ዘይብልኩም እንተኾይኑ ብቑልጡፍ ኽፈቱ። ናይ ናፃ ግዘ ፈተነ ክንህበኩም ኢና።
• ንተወሳኺ ሓበሬታ በቁፅሪ ስልኪ 0911230027 ወይ 0911714690 ድማ ተወከሱ።
ኣብ መቐለ ብወገን "ካዛ ሕትመትን ምልክታን" (0903700413) ተወሳኺ ሓበሬታ ምርካብ ይከኣል።
https://www.youtube.com/watch?v=aA5qmvithm0
• ነዘን ግልጋሎታት እዚአን ኣይትፈልጥወንን ወይ ድማ እትፈልጥዎ ትሕቲ 10 ሚእታዊ ጥራሕ እዩ።• ዝጥቅዑ ጨረታታት መሰረት ብምግባር ብሳይንሳዊ መፅናዕቲ ዝተደገፈ ከይዲ ዕዳጋ ክትትል .....