Idealife success coach

Idealife success coach success coach

14/08/2026

እቲ ለውጢ ዝፈጥር ውድድር ኣነ ምስ ኣነ ጥራይ'ዩ!

14/08/2026

ቅንዕ በሊ ሓፍተይ!

ኣዝዩ ደስ ዝብል ግዜ ነይርና ብሉጻት ንግዜኹም ካብ ብልቢ የመስግን ክብረት ይሃበለይ 🙏እቶም ኣብ 18 ዙር ዘለኹም ተመሃሮና ሰንበት ኣብ ዘለና ኣዝዩ ወሳኒ ክላስ ክንራኸብ ኢና፣ እቶም ኣብዚ...
13/08/2026

ኣዝዩ ደስ ዝብል ግዜ ነይርና ብሉጻት ንግዜኹም ካብ ብልቢ የመስግን ክብረት ይሃበለይ 🙏

እቶም ኣብ 18 ዙር ዘለኹም ተመሃሮና ሰንበት ኣብ ዘለና ኣዝዩ ወሳኒ ክላስ ክንራኸብ ኢና፣ እቶም ኣብዚ ናይ ወትሩ ሓሙስ ናጻ ስልጠና እትሳተፉ ዘለኹም ድማ ናብዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ናይ WhatsApp ግሩፕ ሕበሩና'ሞ፣ ነዚ ናጻ ስልጠና ኣብ እንቕጽለሉ እዋን ድማ ኣብቲ ግሩፕ ክንሕብረኩም ኢና

https://chat.whatsapp.com/ITCIy1ghEuHFfuqkF60TMf?s=cl&p=a&ilr=4

ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ንእንህቦ ስልጠናታትና ድማ ናብ +251983200671 ብ WhatsApp ርኸቡና

ሰላም ብሉጻት ኣብ ዘለኹሞ ሰላምኩም ይብዛሕ፣ ናይ ወትሩ ሓሙስ ናጻ ስልጠና ጀሚሩ'ሎ፣ ሊንክ ኣብዚ ታሕቲ ኣለኩም 👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇khaled Idealife Success Coach is invit...
13/08/2026

ሰላም ብሉጻት ኣብ ዘለኹሞ ሰላምኩም ይብዛሕ፣ ናይ ወትሩ ሓሙስ ናጻ ስልጠና ጀሚሩ'ሎ፣ ሊንክ ኣብዚ ታሕቲ ኣለኩም

👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇

khaled Idealife Success Coach is inviting you to a scheduled Zoom meeting.

Topic: ውጽኢትና ብኸመይ ንቐይሮ?
Time: Aug 13, 2026 09:00 PM Nairobi
Join Zoom Meeting
https://us06web.zoom.us/j/85007918153?pwd=ON7RYfdvhUIjynVSZghOU7Cj2VhfDE.1

Meeting ID: 850 0791 8153
Passcode: 683303

  🔴 ሎሚ’ውን ከም ወትሩ!​ንህይወትኩምን ኣተሓሳስባኹምን ዝልውጥ ናጻ ናይ ኦንላይን (Online) ስልጠና ሎሚ ምሸት'ውን ክቕጽል እዩ!​⏰ መዓስ፡ ሎሚ ሓሙስ | ሰዓት 9:00 PM (East...
13/08/2026

🔴 ሎሚ’ውን ከም ወትሩ!

​ንህይወትኩምን ኣተሓሳስባኹምን ዝልውጥ ናጻ ናይ ኦንላይን (Online) ስልጠና ሎሚ ምሸት'ውን ክቕጽል እዩ!

​⏰ መዓስ፡ ሎሚ ሓሙስ | ሰዓት 9:00 PM (East Africa time)
📍 ኣበይ፡ ብ Zoom (ናይ መእተዊ ሊንክ ኣብ WhatsApp Group ይልኣኽ)

​👉 ብኸመይ ተሳተፍቲ ትኾኑ?

​ኣብ ታሕቲ ኣብ ቀዳመይቲ ኮመንት (First Comment) ዘሎ ናይ WhatsApp Group ሊንክ ብምጥዋቕ Join ግበሩ።
​ኣብ እዋን ስልጠና ናይ Zoom Link ኣብቲ ግሩፕ ክንሰደልኩም ኢና።

እዚ ናጻ ስልጠና ናብ ኩሉ ደላዪ ለውጢ ንኽባጻሕ SHARE SHARE SHARE SHARE ንበሎ ብሉጻት

​💡 ሓደ ስጉምቲ ንቕድሚት ንምስጓም ኣይትደንጉዩ!
​ኣብ ክላስ የራኽበና — ሰናይ ግዜ! ✨

13/08/2026

ኣይሓይሽን ብሉጻት!

️📌 ካብ ኣብ ሕሉፍ ህይወትኩም ቅኑዕ መሲልኩም ዝወሰንኩሞ ጌጋ ውሳነ፣ ንድሕሪት ተመሊስኩም ሓደ ነገር ኣስተኻኽሉ እንተትብሃሉስ፣ እንታይ ኮን መስተኻኸልኩም? ንኹላትና ዓቢ ትምህርቲ እዩ'ሞ፣...
12/08/2026

️📌 ካብ ኣብ ሕሉፍ ህይወትኩም ቅኑዕ መሲልኩም ዝወሰንኩሞ ጌጋ ውሳነ፣ ንድሕሪት ተመሊስኩም ሓደ ነገር ኣስተኻኽሉ እንተትብሃሉስ፣ እንታይ ኮን መስተኻኸልኩም?

ንኹላትና ዓቢ ትምህርቲ እዩ'ሞ፣ መልስኹም ኣብ ቦታ ርእይቶ ኣቐምጡልና ብሉጻት 🫡

12/08/2026

ኣይትወዳደር!

ንኸይትወድቕ ፈሪሕካ ዘይኮነስ እኳ ደኣ ከም እትዕወት ኣሚንካ ተጓዓዝ፣ እቲ ምንታይ'ሲ ንኹሎም እትሓቶም ሕቶታት እምነትካ ርእዩ ዝምስል ፈጣሪ እዩ ዘለካ።ብእምነት ምሕታት ናትካ፣ ብምሉእነት ...
11/08/2026

ንኸይትወድቕ ፈሪሕካ ዘይኮነስ እኳ ደኣ ከም እትዕወት ኣሚንካ ተጓዓዝ፣ እቲ ምንታይ'ሲ ንኹሎም እትሓቶም ሕቶታት እምነትካ ርእዩ ዝምስል ፈጣሪ እዩ ዘለካ።

ብእምነት ምሕታት ናትካ፣ ብምሉእነት ምሃብ ድማ ናይ ፈጣሪ ምዃኑ ኣይትረስዕ ኢኻ፣ ስራሕካ ስራሕ'ሞ ፈጣሪ ድማ ቃሉ ክፍጽም ተዓዘቦ!

11/08/2026

እቲ ንሓቶ ብውሽጥና ንኹኖ!

Address

Addis Ababa

Telephone

+251935066570

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Idealife success coach posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Idealife success coach:

Shortcuts

Share