09/12/2023
ናይ 'ናጃ' ፊልሚ 🎬✊ መእጀቢ ሙዚቃ (sound score) ግጥሚ :-
ገጣሚት : Atsede Kassa 🙏🏼✊
ሕንጣይ ላሰደረ..ዉርጋጥ ዳዳሓርየ
ስር ብኻ ሰማይዶ .....ጓህሪ ክፅሓርየ
ናጃ........
ናሰማዮለ ድኾነ ሃምኾነ
ናቲ ቓደማዮ ደመመኒ ኣነ
ጎይታ ናድግ ጥሕሳ እምቧጓሮ
ሞይዘር ክላሽኑ ፍቕሪ ትቋማቲ
ኣጀብ ኣጋላቢ እረአየንሎ ሕልጭታ ሞያቲ
Eftah Tsegaye Anteneh Mitikuu Mahi Jano Rayuma Ashenafi Tsegay Adhena Kebede