Tsebdara post/ፀብዳራ/

Tsebdara post/ፀብዳራ/ If there is real act at any ...I will post public !...

16/08/2026

::
Coming Soon ‼️

16/08/2026

‼️
ማርያ ንዘላቂ ሰላም ፣ሉኡላውነትን ምሕዝነትን ህዝብታት !!
ብዝብል ቴማ ክብረ በዓል ማርያ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ክኽበር ዘደሊ ምድላው ይግበር ከም ዘሎ መዳለዊት ኮሙቴ ኣፍሊጣ ።
ክቡር ከንቲባ ከተማ ዓዲግራት ተጋ.መንበሩ ንጉስ ምስ ካቢኒኦም ኣብ ዝገበርዎ ምክክር ከም ዝሓበርዎ ዘለናሉ ኩነታት ክብርታትና ዘንፀባርቁ ሕላገት መንነትና ዝኾኑ ሃይማኖታውን ባህላውን ክብረ በዓላት ብጓይላን ፌስታን ንምብዓል ህልናናን ዓቅምታትናን ዝፈታተን ዋላ ተኾነ እዞም በቢ ግዚኡ ዝፍትኑና ፈተናታት ብዘሐብን ሕብረት ሓድነትን ሓፂናዊ ናይ ኣይምብርከኽን ወነን ናይ ምብዳህ ትግሃትና ህያው ምስክር ስለ ዝኮኑ ሎሚ እውን ከም ትማሊ ንኹሎም ውሽጣውን ደጋውን ፈተናታት ተፃዊርና ኣብ ናይ ህልውናና መኸተ ኮይና ክብርታትና ዘበስሩ በዓላትና ብዝላዓለ ሕራነ ክነብዕሎም ኢና ኢሎም።
እቶም ከንቲባ ንምብዓል እዚ ክቡር ናይ ደቂ ኣነስትዮ መዓልቲ ነፃነትን ምስጋናን በዓል ማርያ - ኣሽንዳ ብመልክዕ ዓውደ ምክክርን ባህላዊ መርኢትን ከምኡ እውን ሃይማኖታዊ ስርዓቱ ሓልዩ ክኽበር በጀትት ከም ዝተመደብን ነዚ ዘፈፅም ብባህልን ቱሪዙምን ዝምራሕ ከተማዊ ኮሙቴ ተስይሙ ተግባራዊ ምንቅስቃስ ከም ዝተጀመረን ዝምልከቶም መንግስታውን ግልን ትካላት ውልቀ ስብ ሃፍትን ንዕውትነት እዚ በዓል ምትሕብባር ክገብሩ ፀዊዖም ።
Tsebdara post

11/08/2026
04/08/2026

ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ትግራይ ህልው ኩነታት ሕርሻ ትግራይ ገምጊሙ "ንመኸተ ድርቅን ፀላእን " ስትራተጂካዊ ኣንፈት መስረት ጌሩ ንሓለፍቲ ዘፈር ቁጦባን መተሓባበርቲ ስብ ሙያታት ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ናይ ስራሕ መምርሒ ኣብ ምሃብ ይርከብ ።
ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ኣለም ብርሃን ሃሪፈዮ ዝሃብዎ ዝርዝር ኣንፈት መኸተ ድርቂን ምድንፋዕ መኸተ ዝፃወር ኢኮነምን ከስዕብ እየ ።

Tsebdara post
27/11/2018 ዓ/ም
@ Mekele

28/07/2026

መሽጢ ሶላር ኢነርጂ ኣብ ዓዲግራት ተላለዩ 👌...
ራህየልን ፊሊሞንን ናይ ኤለክትሪክ ኣቁሑ መቅረብቲ ሕብረት ሽርክና ማሕበር ብዝብል ናይ ንግዲ ሽም ዝፍለጠ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ቀበሌ 02 ዞን 3 ዝርከቡ ኮይኖም ብ ADCS ኣተሓባበርነት ብ Master card foundation ፋይናንሳዊ ድጋፍ ብልዕሊ 2 ሚልዮን መበገሲ ካፒታል ዘመናዊ ናይ ኣብ ምሻጥ ይርከቡ ። እዛ ማሕበር 17 ስራሕ ዘይነበሮም መናእስይ ብዘፈር ቁጦባ ከ/ስ/ንግድን ግልጋሎትን ሙያዊ ድጋፍን ኣገባብን ተወዲቦም ዝመስረቱዋ እንትትኮን እዞም ዝስዕቡ ንዓማዊል ብፍትሓዊ ዋጋ ቀረብ ከም ዘሎ ኣደ መንበር እታ ማሕበር ወ/ሪት ራሄል በርሀ ገሊፃ ኣላ ።
👉 ኣቀሑት ሶላር ኢነርጂ ምስ ሙሉእ ኣክስስሪኡን ምግጥጣም ስራሓትን
👌 ን ገጠር መስኖ ኣገልግሎት ዝህህባ ሶላራት
👌ንገጠር ኣብያተ ክርስትያናትን ትትካላት ግልን መንግስትን
👌ንመብራህቲ ኣብ ገጠር ንቴሌቪዝንን ምድጃን መጎጎን
105,250,300,550 WAT ዘለዎም ሶላራት
👉 ናይ መኪና ኤለትሪክ ቻርጅ መግበሪ ማሽናት ኣቅርቦት ዘካተተ እዩ ።
መፂኹም ብርትዓዊ ዋጋ ዓድጉ 🙏

Tsebdara post

🎉 Facebook recognized me as a top rising creator this week!
28/07/2026

🎉 Facebook recognized me as a top rising creator this week!

27/07/2026

❤❗️

26/07/2026

ኣብ መንገደይ ❤

24/07/2026

ኣብ ኩሉ ሓደ ኣይኹን ብዘት ማይ የለን ግን ከቢድ ውሑጅ ተቀኒቱዋ እኒሀ 🤔

Address

Adigrat

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Tsebdara post/ፀብዳራ/ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Tsebdara post/ፀብዳራ/:

Shortcuts

Share