ኣፍሮ ፕሮሞሽን

ኣፍሮ ፕሮሞሽን ኣፍሮ ፕሮሞሽን 0933097747/0935006292

🚀 ሓባራዊ ወፈራ ንሓውና.   ሰላም ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን፤ ሎሚ ሓደ ዓቢ ናይ ሕውነት ፃውዒት ኣሎና። እዚ ሓውና ኣብ ከቢድ ናብራን ፀገምን እዩ ዝርከብ። ነዚ ዝተዓዘበ   Berhe 👈🏿✅...
02/09/2026

🚀 ሓባራዊ ወፈራ ንሓውና.

ሰላም ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን፤ ሎሚ ሓደ ዓቢ ናይ ሕውነት ፃውዒት ኣሎና። እዚ ሓውና ኣብ ከቢድ ናብራን ፀገምን እዩ ዝርከብ። ነዚ ዝተዓዘበ Berhe 👈🏿✅ ዝተባህለ ለዋህ ሓውና ሓደ ቻሌንጅ (Challenge) ሂብዎ ኣሎ።

"15 ሽሕ (15K) followers እንተብፂሕካዮ፡ 20 ሽሕ (20,000) ብር ክህበካ እየ ኢልዎ ኣሎ።

እዛ ዕድል እዚኣ ነዚ ሓውና ካብቲ ዘለዎ ፀገም ንምውፃእ ዓቢ ተስፋ እያ። እዚ ንኽዕወት ግን ናትና ናይ ኩላቶም ሓገዝ የድልዮ ኣሎ። እታ ግዜ 7 መዓልቲ ጥራይ እያ።

በጃኹም ኩላትና ኢደይ ኢለ ንበል! ሓንቲ Follow ብምግባር ጥራይ ነዚ ሓውና ንሓግዞ። 15,000 ሰብ ንዓና ቀሊል እዩ።

✅ ሕጂ Follow ብምግባር ሕውነትኩም ኣርእዩ።
✅ እዚ መልእኽቲ ንኹሉ ሰብ ንኽበፅሕ Share like ግበሩዎ።

ንሕውነት ዝሰዓሮ የለን! የቐንየለይ። 🙏
Bereket Abraha

01/09/2026

ተስፋ ሳትቆርጥ ደጋግመክ ሞክር
ሜሽኑ መዉጣቱ ኣይቀርም
ያንተም � ፀሐይ ኣንድ ቀን ይወጣል
እንደጨለመብክ ኣይቀርም

01/09/2026

ደቂ ሄዋን እዞም ወላዲ ሓቆም ድዬም ? ���

ኣብዚ ዓለም እንትትነብር ብክልተ ገፃት ህይወት ኢኻ ትጉዓዝትበኪ ትስሕቅትቀርብ ትርሕቅትስእን ትረክብትጠሚ ትፀግብትፀምእ  ትረዊስቅ ትብል ትፀዊስለዚ ብክልተ ገፃት ሂወት ንዝመፀካ ፅቡቅን ሕማ...
01/09/2026

ኣብዚ ዓለም እንትትነብር
ብክልተ ገፃት ህይወት ኢኻ ትጉዓዝ
ትበኪ ትስሕቅ
ትቀርብ ትርሕቅ
ትስእን ትረክብ
ትጠሚ ትፀግብ
ትፀምእ ትረዊ
ስቅ ትብል ትፀዊ
ስለዚ ብክልተ ገፃት ሂወት ንዝመፀካ ፅቡቅን ሕማቅን ኩነታት ንኩሉ ብፀጋ ተቀቢልካ ነቲ ኩሉ ግዜ ዝሕልወካ ጎይታ ኖላዊ ሄር ልዑል እግዚኣብሄር ተመስገን በል ተመስገን❤
************************************
ሃይልሽ ወዲ ኣፍሮ /AFRO PROMOTION

30/08/2026

ኣብቲ ጥንታዉን ታሪካዉን ገዳም ደብረሃዋዝ መካነ ቅዱሳን ቅድስቲ ማርያም ወኣቡነ ተኽለሃይማኖት ገዳም ሓዉዜን ሊቃነ ጳጳሳት መዘምራን ኣቦታት ናይ ደብረሃዋዝ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣባላትን ካብ ዝተፈላለየ ከባብታት ትግራይ ብዝመፁ ምእመናን ብድምቀት ተኸቢሩ። ፈጣሪ ቅዱስ ፍቃዱ ኮይኑ ቀፃሊ ዓመት እዚ ድሙቅ በዓል ብዝበለፀ ናይ ቱሪዝም መስሕብ ኮይኑ ንክቅፅል ንክእሎ ኩሉ ክንሰርሕ ጎይታ ይፍቀደልና እንኳዕ ኣብፅሐኩም ኣብፅሐና።

ዝምስገን ሰናይ ስራሕ ባንኪ ኣንበሳ
29/08/2026

ዝምስገን ሰናይ ስራሕ ባንኪ ኣንበሳ

  23/12/2018ዓ/ምኣብ ፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ሓዱሽ ህንፃ የመርቅ ኣሎ==============================  ኣብ ከተማ ሓውዜን ዝርከብ ፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስ...
29/08/2026

23/12/2018ዓ/ም

ኣብ ፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ሓዱሽ ህንፃ የመርቅ ኣሎ
==============================
ኣብ ከተማ ሓውዜን ዝርከብ ፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ንዝነበሮ ፅበት መውሃቢ ግልጋሎት ዘቃልል ብስድራቤት መልኣከ ሰላም ፀጋይ ብኣስታት 20 ሚልዮን ብር ዝተሃነንን ኩሎም ኣድለይቲ ናይ ውሽጢ ናውቲ ዝተማልኡሉን ብሽም ወ/ሮ ፀጋ ከፈይ ዝተሰየመ መፅንሕን መሐብሐብን ኣዴታት Maternity Center ሎሚ ነሓሰ 23/2018 ዓ/ም ይምረቕ ኣሎ።
ኣብቲ ምረቃ ላዕለዎት ኣመራርሓ ዞባን ክልልን ኣመራርሓ ወረዳ ሓውዜንን ከተማ ሓውዜንን ተሰኺቦም እዮም።
ኣብቲ ምረቃ ከንቲባ ከተማ ሓውዜን ናይ እንኳዕ ደሓን መፃእኹምን ዝወፀ ወፃእን ስራሕቲ ኣቅሪቦም እዮም።
እዚ ማእኸል ካብ ወረዳ ሓውዜንን ካልኦት ጎረባብቲ ወረዳታትን ንዝርከባ ኣዴታት ናይ ቅድመን ድሕረን ወሊድ ግልጋሎት ዝህብ እንትኸውን ኣብ ሓደ እዋን ን30 ኣዴታት ከገልግል ከም ዝህብ ስራም መካየዲ ሆስፒታል ፍረ ሰማእታት ኣይተ ኣስመላሽ ተክላይማኖት ገሊፆም።

23/12/2018 ዓ/ም
ሓበሬታን ርክብን ከተማ ሓውዜን
#ሓውዜን

  ከ/ስ/ምልማዕ መሬትን ምሕደራን አብ በጀት ዓመት 2019 1ይ ዙር ንመንበሪ=21 ፕሎታት ንድርጀት=08ጠቅላላ=30 ፕሎታት ካብ ዕለት 22/12/2018-06/01/2019 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝ...
29/08/2026

ከ/ስ/ምልማዕ መሬትን ምሕደራን አብ በጀት ዓመት 2019 1ይ ዙር ንመንበሪ=21 ፕሎታት ንድርጀት=08
ጠቅላላ=30 ፕሎታት ካብ ዕለት 22/12/2018-06/01/2019 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ተጠቀምቲ ይኹኑ።
Kidus grbremedhin

29/08/2026

መኑ ይቀድማ ለደብረሐዋዝ ዘእንበለ ኣክሱም ፅዬን ማርያም ዝተባህለ ኣብ 8 ዓ/ዓ ኣብ ዝተመስረተት ጥንታዊት ከተማ ሓዉዜን ዝርከብ ደብረሐዋዝ መካነ ቅዱሳን ቅድስቲ ማርያም ወኣቡነ ተክለሃይማኖት ገዳም ሓዉዜን ናይ ኣቦና ፃድቅ ኣቡነ ተኽለሃይማኖት ሓዉዜን ዓመታዊ ክብረ በዓል ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ ብዝመፁ ሊቃዉንትን ምእመናንን ካብ ፅባሕ ዕለት 23/12/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳዕ ዕለት 24/12/2018 ዓ/ም ብድምቀት ክክበር እዪ ስለዚ መፂእኩም በረከት ተካፈሉ ብምባል ናይ ደብረሃዋዝ መካነ ቅዱሳን ሰበካ ጉባኤ ፃዉዒቱ ኣቅሪቡ ስለዚ ከይትተርፉ ኣብ በረከት ተሳተፉ።

29/08/2026

ኣዶናይ ስለ Dinar ምን ኣለ?
ቪድዬዉን ተከታተሉት
ዲያናን ማበረታታት ለምትፈልጉ
1000787793658
Diyana destaalem

Address

ትግራይ ኢትዮጵያ
Hawzen

Telephone

+251933097747

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ኣፍሮ ፕሮሞሽን posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share