04/09/2026
🌟ትካሎም ኣብ Tigray Models የላልዩ🌟
ሰላም ክቡራት ተኸታተልቲ ገፅና!
ፍርያትኩም፣ ግልጋሎትኩም ወይ ሓድሽ ስራሕኩም ናብ ሰፊሕ ህዝቢ ክብጽሑ ትደልዩ ዶ? ገፅና Tigray Models ትካልኩም ንምፍላጥን ዓማዊልኩም ንምብዛሕን ዝበለፀ መድረኽ የቕርበልኩም ኣሎ!
ኣብ ዝተፈላለየ ዓውዲ ንግዲ እትነጥፉ፡
👗 ቡቲክን ዲዛይን ክዳውንትን
💄 ኮስሞቲክስን ፅባቐን
☕ ካፌ፣ ሬስቶራንትን ሆቴልን
📸 ስእልን ቪድዮን (Photography & Videography)
ወይ ካልእ ዝኾነ ዓይነት ግልጋሎት...
ስራሕኩም ብማራኺ ስእልታት ጌርና ንብዙሓት ክነብፀሓልኩም ድልዋት ኢና።
📩 ንተወሳኺ ሓበሬታን ንግድኹም ብኸመይ ከምነፋልጠልኩምን ንምዝርራብ፡ ሕዚ ብውሽጣዊ መስመር (Inbox) መልእኽቲ ስደዱልና!
ብሓባር ንስራሕ፡ ብሓባር ንዕበ! 📈