Golden Business Group

Golden Business Group Golden business and investment consulting is a company to start this service. Golden is a breakthrough company to start this service.

And with our detailed and technology-oriented strategy, we are here to create business miracles and lead the industry of consulting by creating leading industries . Basically, Not a lot of companies in Tigray dare to start services of business and investment consulting. And with our detailed and technology-oriented strategy, we are here to create business miracles and lead the industry of consulti

ng by creating leading industries and other organizations in multiple sectors in short time with carefully carved strategies. With our medium to long time plans we aim to implement our programs by incorporating highly trained professionals, mobilizing large capital, linking existing and upcoming relationships we are marching for ultimate standout in the industry. We are Gold, Our services are Golden!

ምልክታ !!ጎልደን ሪል ስቴት ትካልና ጎልደን ሪል ስቴት ኣብ ውሽጢ ዓዲን ደገን ዘሎ ህዝብና ትካልና ሒዝዎ ዘሎ ህንፀት ሪል ስቴትን ኣፓርትመንትን ፕሮግራም ተጠቀመቲ ንምግባርኣብ ከተማ መቐለ...
07/10/2024

ምልክታ !!

ጎልደን ሪል ስቴት
ትካልና ጎልደን ሪል ስቴት ኣብ ውሽጢ ዓዲን ደገን ዘሎ ህዝብና ትካልና ሒዝዎ ዘሎ ህንፀት ሪል ስቴትን ኣፓርትመንትን ፕሮግራም ተጠቀመቲ ንምግባር
ኣብ ከተማ መቐለ
መንበሪ:- ስቱዲዮ
በዓል 1 መደቀሲ
በዓል 2 መደቀሲ
በዓል 3 መደቀሲ
በዓል 4 መደቀሲ
ካብ 40 ካሬ ሜትር ክሳብ 150 ካሬ ሜትር ከም ምርጭኦም መንበሪ ንካሬ ብብር 35,000.00 10 ሚኢታዊ ቅድመ ክፍሊት ጥራሕ ይኸፍሉ
ናይ ስራሕ ካብ 40 ካሬ ሜትር ክሳብ 90 ካሬ ሜትር ንካሬ ብብር 55,000.00 ቅድመ ክፍሊት 10 ሚኢታዊ ጥራሕ ይኸፍሉ
ትካልና ጎልደን ሪል ስቴት
ናይ መንበርን ስራሕን ገዛ ድሌታትኩም ጋህዲ ንምግባር ካብ ብር 140,000.00 ሽሕ ቅደመ ክፍሊት ጀሚርኩም ብሓሙሽተ መማረፂታት ክፍሊት ብኣዝዩ ርትዓዊ ዋጋ ኣፓርታማታት ብምግዛእ ወናኒ ገዛ ክትኮኑ ፍሉይ ዕድል ኣዳሊናልኩም ኣለና። ቀዲምኩም ብምምዝጋብ 50% ቅናሽ ዝተገበረሉ ዕድል ተጠቃሚ ይኹኑ! ኣብ ካልኦት ከተማታት እውን ኣብ ቀረባ እዋን ምዝገባ ክንጅምር ኢና።
ትካልና ጎልደን ሪል ስቴት ምስ ባንክታት ካብ 50% - 60% ናይ ልቃሕ ዕድል እውን ኣመቻችዩ ይርከብ


ብተወሰኪ
ጎልደን ሪል ስቴት ብፍሉይ 10 ሚኢታዊ ቅድመ ክፍሊት ናይ ምክፋል ዓቕሚ ዘይብሎም ማዓልታዊ ወይ ድማ ወርሓዊ ክፍሊት ክፍፅሙ ንዝኽእሉ ካብ 7,500.00 ቅርሺ ወይ ድማ ማዓልታዊ 250.00 ቅርሺ ጀሚሩ ክፍሊት ዝፍፅሙሉ ወርቃዊ ዕድል ንመንግስቲ ሰራሕተኛታትን ናይ ትካላት ሰራሕተኛታትን ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ጀመርቲ ነጋዶን ተመለስቲ ተጋደልትን ደቂ ኣንስተዮን ካብ ዝምልኮቶ ድጋፍ ደብዳቤ ብምምፃእ እስካብ ጥቅምቲ 30/2017ዓ/ም ትካልና ክፍቲ ገይርዎ ንዘሎ ዕድል መፂእኩም ክትምዝገቡ ብክብሪ ይዕድም

ጎልደን ሪል ስቴት
ለውጢ ለሚ ይጅምር!
ኣድራሻና መቐለ መትሓዚ ዓይደር ታክሲ ዶ/ር ፋና 2ይ ደብሪ
 +251 901249300
 +251901256600

14/08/2024

ኣብ ምውዳቅ ንዘሎ ገንዘቦም
ውሕስ መፍትሒ ሓበራዊ ወፈራ ካብ ጎልድን 10% ጥራይ ብምክፋል

02/08/2024

ናይ ገንዘብ ናይ ምግዛእ ዓቕሚ ምድኻም አሕሲቡዎም ዶ ኣብ ኾምዚ ዝበለ ቁጠባዊ ቅልውላውን ዕዳጋ ዘይምርግጋዕን ኣብዝፍጠረሉ እዋን ገንዘቦም ኣብ ጥሪት ምውዓል ዝሐሸ ዋሕስ እዩ ።

ዓለምለኻዊ ጉጅለ ንግድን ወፈራን ጎልደን ዝሓሸ መማረፂ ኣቕሪቡልኹም አሎ
ክሳብ 10% ቕድመ ክፍሊት ብምኽፋል፣ ናይ ብር 6.5 ሚልየን ሓዱሽ ዘበናዊ ዳብል ጋቤና መኪና፣
ናይ ብር 5 ሚልዮን በዓል 3 መደቀሲ መንበሪ ኣፓርትመንት
ናይ ብር10 ሚልየንን ልዕሊኡን ኣብ ጎልደን ዕደና መዓድንን ካልኦት ወፈራታትን ሰብ ዋና ምዃን ይኽእሉ፣
ልብ ይበሉ፡- ኣብ ምምዝጋብ ንርክብ ቐዲሙ ዝተመዝገበ ቐዲሙ ይተኣናገድ
ኣድራሻና፡- ቀዳማይ ወያነ፣ ኣብ ፊርማታ ታክሲ ዓይደር፣ መሓመድ ጥዑም ህንፃ፣ 2ይደብሪ ንርከብ።
ሃፍቲ ትግራይ ፈለማ ንትግራይ!!
ሓዱሽ መንገዲ ሃፍቲ ምስ ጉጅለ ንግድን ወፈራን ጎልደን
መተግበሪ ምዝገባ
Mfr.goldeninternationalbigroup.com

08/06/2024

ክሳብ 10% ቕድመ ክፍሊት ብምኽፋል፣ ካብ ብር 64,000 ጀሚሩ ናይ ብር 6.5 ሚልየን ሓዱሽ ዘበናዊ ዳብል ጋቤና መኪና፣ናይ ብር 5 ሚልዮን በዓል 3 መደቀሲ መንበሪ ኣፓርትመንት ናይ ብር10 ሚልየንን ልዕ...

ሓዱሽ መንገዲ ሃፍቲ ምስ ዓለምለኻዊ ጉጅለ ንግድን ወፈራን ጎልደን!“ሃፍቲ ትግራይ ፈለማ ንትግራይ!!” ብዝብል ቴማ ኣብ ውሽጢ 5 ዓመት ሓደ ሚልዮን ዜጋታት ሰብ ሃፍቲ ዝኾንሉ ፣ 4 ሚልዮን ...
02/06/2024

ሓዱሽ መንገዲ ሃፍቲ ምስ ዓለምለኻዊ ጉጅለ ንግድን ወፈራን ጎልደን!
“ሃፍቲ ትግራይ ፈለማ ንትግራይ!!” ብዝብል ቴማ ኣብ ውሽጢ 5 ዓመት ሓደ ሚልዮን ዜጋታት ሰብ ሃፍቲ ዝኾንሉ ፣ 4 ሚልዮን ዕድል ስራሕ ዝረኽብሉ ፕሮጀክት ቐሪፁ ኩሉ ምድላዋቱ ወጊኑ ዘሎ ትካልና እንሆ ድማ :-
ክሳብ 10% ቕድመ ክፍሊት ብምኽፋል፣ ካብ ብር 64,000 ጀሚሩ ናይ ብር 6.5 ሚልየን ሓዱሽ ዘበናዊ ዳብል ጋቤና መኪና፣
ናይ ብር 5 ሚልዮን በዓል 3 መደቀሲ መንበሪ ኣፓርትመንት
ናይ ብር10 ሚልየንን ልዕሊኡን ኣብ ጎልደን ዕደና መዓድንን ካልኦት ወፈራታትን ሰብ ዋና ምዃን ይኽእሉ፣
መዓዝ እዚ ጥራይ!
ኣዋፃኣይነቶም ልዕሊ 100% ምዃኑ ብመፅናዕቲ ኣብ ዝተረጋገፀሎም ወፈራታት ገንዘቦም ኣዋፊሮም ብዓመት ክሳብ 21% ወይ በብወርሑ 1.75% ኣታዊ ምርካብ ዘኽእሎም ዕድል ብዓለምለኻዊ ጉጅለ ንግድን ወፈራን ጎልደን ተመቻችይሎም ኣሎ ።

ልብ ይበሉ፡- ቐዲሙ ዝተመዝገበ ቐዲሙ ይተኣናገድ

ኣድራሻና፡- ቀዳማይ ወያነ፣ ኣብ ፊርማታ ታክሲ ዓይደር፣ መሓመድ ጥዑም ህንፃ፣ 2ይደብሪ ንርከብ።

ምዝገባ ዝጅምረሉ ዕለት 27 ግንቦት 2016ዓ.ም ልክዕ ሰዓት 03:00 ናይ ንጉሆ

ሃፍቲ ትግራይ ፈለማ ንትግራይ!!
ሓዱሽ መንገዲ ሃፍቲ ምስ ጉጅለ ንግድን ወፈራን ጎልደን

መተግበሪ ምዝገባ
Mfr.goldeninternationalbigroup.com

30/05/2024

Golden business and investment consulting is a company to start this service. And with our detailed and technology-oriented strategy, we are here to create business miracles and lead the industry of consulting by creating leading industries .

30/05/2024
ጎልደን ንግድን ወፈራን ሓበራዊ ወፈራ Mutual Fund Project
30/05/2024

ጎልደን ንግድን ወፈራን
ሓበራዊ ወፈራ
Mutual Fund Project

ጎልደን ንግድን ወፈራን ሓበራዊ ወፈራ Mutual Fund Project
30/05/2024

ጎልደን ንግድን ወፈራን
ሓበራዊ ወፈራ
Mutual Fund Project

Address

Tigray
Mekelle

Opening Hours

Monday 08:00 - 18:00
Tuesday 08:00 - 18:00
Wednesday 08:00 - 18:00
Thursday 08:00 - 18:00
Friday 08:00 - 18:00
Saturday 08:00 - 18:00

Website

https://www.goldenbic.biz/

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Golden Business Group posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share