Authorized Accountant

Authorized Accountant Consultance firm

23/04/2022

መደብ-ስራሕ ሩስያ
******************
ሩስያ : ንምብራቅን ደቡባውን ክፋል ዩክሬይን ኣብ
ትሕቲ ቁጽጽራ ንምእታው ዝጀመረቶ ካልኣይ እብረ
መደብ : ብቅልጡፍ እናሰለጣ ይኸይድ ኣሎ ::
ብፍላይ : ንደቡባዊ ክፋል ዩክረይን ምሉእ ብምሉእ
ምስ ትቆጻጸር : ፑቲን ንነዊሕ ዓመታት ዝተጸበዮ
ሴናርዮ ክኽሰተሉ ስለዝኾነ : ናይ ዩክሬን ወረቃቅቲ
ጨማዲዱ ናብ ባጎኒ ብምድርባይ ; ጠመትኡ ናብ
ሞልዶቫን ሩማንያን ክኸውን እዩ ::

ሩስታቭ ሚኒካየቭ : ምክትል ወተሃደራዊ ኣዛዚ
ማእከላይ ዞባ በጨቅ ከም ዘበሎ ....
" ቀንዲ እዋናዊ ተልእኾ ሰራዊት ሩስያ : ንዶንባስን
ደቡባዊ ዩክሬንን ብምሉኡ ምዕትዓት ኮይኑ : እዚ
ድማ ንሓውሲ ደሴት ክረሚያ መልሕቅ ካብ ምኻን
ሓሊፉ ንምንጪ ቁጠባዊ መስመር ሓከልቲ ምርጋጥ
እዩ:: ነዚ ከም መንጠር ባይታ ተጠቂምና ድማ : ኣብ
ዞባ ትራንስትሪያ ሃገረ ሞልዶቫ ሩስያውያን ብምኻኖም
ጥራጥ ዝግፍዑ ዘለው ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ህዝቢ
ጎኒ ኽንኮኖም ከኽእለና እዩ ::"

እዛ ትራንስትሪያ ትበሃል ዞባ ክፋል ናይ ሃገረ ሞልዶቫ
ኾይና ብ1990 ነጻነታ ኣዊጃ ከተብቅዕ ውድብ ሕቡራት
ሃገራት ግን ኣፍልጦ ስለዘይሃባ ነበርታ ርግኣት ከይ
ኣስተማቀሩ እዮም ዝነብሩ ዘለው::

ሩስያ ናብ ሞልዶቫ ትምድብ ዘላ :ነቶም ነበርቲ ናይ
ትራንስንስትርያ ራህዋ ከተጎናጽፎም ዘይኮነትስ :
ንሩማንያ እውን ኣብ ትሕቲ ጽልዋኣ ኣእቲያ ናብ
ቀንዲ መባልዕታ ዝኾነት ሃገረ ሰርቢያ ክትትርኣስ
ትሓስብ ስለዘላ እዩ :: ምኽንያቱ : ብዘገም ድዩ
ብፍጥነት ነዚ ትልሚ እንተበጺሓቶ : ነቶም ኣብ
ዱርኩኺታ እቶን ዘንድዱ ዝነበሩ ምዕራባዊያን
ኪኖ ሓጹር ትድርብዮም ኣላ ማለት ስለዝኾነ ዓወት
ክትሓፍሰሉ እያ ::

ደቡባዊ ዩክረይን ክንብል ከለና : ህብብቲ ወደባዊት
ከተማ ኦዴሳ ( ቀደም ሩስያውያን ዝደኮኑዋ ወደብ)
እታ ዓባይ ወደብ ትርከበሉ ኾይኑ : እዛ ከታማ ካብ
ዶብ ሃገረ ሞልዶቫ 35 ማይልስ ጥራሕ እዩ ርሕቀታ ::

"ሕብረት ሶቬት ብምፍራሱ ልቡ ዘይመልሕ ኣይ
ሩስያውን/ ልቢ ሩስያዊ ኣይብሉን : ' ከምቲ ዝነበሮ
ክምለስ ይኽእል እዩ !' ኢሉ ዝሓስብ ድማ ኣይ ምስ
ኣእምሩኡን ::"
ኢሉ ምንባሩ ንገረሉ ፑቲን :ድሕሪ ምፍራስ መንደቅ
በርሊን ሕብረት ሩስያ ጠንጢነን ጸጸግዐን ዝሓዛ
ሃገራት ምብራቅ ኣውሮጳ : ስክፍትኡ እንተኣበሪኸን
ነቲ ኣብአን ዓሪዱ ዘሎ ሰራዊት ኔቶ ዋጋ ከይሃበ
ክሰሃለን ድሕር ከም ዘይብል : ጠባያቱ ዝፈልጡ
የጠንቅቁ ኣለዉ ::

ምዕራባውያን ጌና ገንዘብን ኣጽዋርን ናብ ዩክረይን
ይልእኻ ኣለዋ ::እዚ ድማ ያኢ ንሩስያ ገደብ ክገብሩላ
ስለዝሓሰቡ እዮም ዝኾኑ :: ኣብ ወግዓዊ ቴሌቭን
ናይ ሃገረ ሩስያ ቀሪቦም ሴናርዮታት ናይ ዳህኪ መብርሂ
ዝህቡ ዝነበሩ ኣዘዝቲ ከም ዝብልዎ ግና ......
" ብሓንቲ ዳርባ : ከም በዓል ኒው-ዮርክ ወይ እውን
ክንዲ ዓዲ እንግሊዝ ዝኾና ዒላማታት ..... ኣብ ነበረ
ያ ነበረ ከነእትወን ንኽእል ኢና ::"

ምባሎም :እናሻዕ ኣሜሪካ ኣንጻራ ንምፍርራሕ ኢላ
ትጥቀመሉ ዝነበረት ቃንቃ ጌሮም ምስ ሓጨጩ
ሩስያውያን ምስ ጋና ዳእላ ከም ዘየዘውትሩ ዝተረድኦም
ምዕራባውያን ርእሶም ሃሰስ ይብሉዋ ኣለው ::

ሕጂ :ጀርመንን ፈረንሳይን ንሩስያ ኣብ ምትኹታኽ ኢደን
ከም ዘይሕውሳ ብምግላጽ ንኣሜሪካውያን "ውዕል"
ዝበሉላ ኢዶም ይሓጽቡዋ ኣለው ይመስሉ ::
ምንጪ እስማዒል ዓሊ

21/04/2022

ስግግርን ኣዴሊይነትን ስግግርን
2.1. እንታይነት ስግግር
ስግግር ማሇት ካብ እንፇሌጦን ዗ሇናለን ኩነታት ናብ እንብህጎን ሓደሽን መዴረኽ ዜግበር
ጉዕዝ ኮይኑ፤ ዜኣረጉ ኣተሓሳስባታት፣ ኣሰራርሓታትን ኣወዲዴባታትን ኣስተኻኺሌካ ወይ
ዴማ ኣወጊዴካ ብሓዯሽቲ ኣተሓሳስባታት ፣ ኣሰራርሓታትን ኣወዲዴባታትን ክትካእ ምግባር
እዩ፡፡ ስግግር ተሳትፍ ብዘሓት ሓይሌታትን ኣካሊትን ዜጠሌብ፣ ፃዕሪን ተወፊይነትን ዗ዴሌዮ፣
ዜተፇሊሇዩ ቅዋማት ዜርኣይለን ከይዱ እውን እዩ፡፡ እዋን ስግግር ሃንዯበታውነት ዜበዜሖ፣
ማሕበራዊን ፖሇቲካዊን ውሳነታት ብዜተፇሇየ ቅዴን ስርዒትን ዜዉሰንለ እዋን ስሇዜኾነ
ኣዜዩ ወሳናይ ግ዗ እዩ፡፡
ስግግር ብዚዕባ ዜኽሰተለን ከይደን ኣመሌኪቱ ሃቲንግተን (1991) ዜተብሃሇ ምሁር ፖሇቲካ
ሌውጠት (Transformation)፣ መተሓሊሇፉ (Transplacement) ምትካእ (Replacement)
ክብሌ ነቲ ከይዱ ብሰሇስተ መሌክዒት ይገሌፆ፡፡ ሌውጠት (Transformation) ማሇት ኣብ
ውሽጢ እቲ ገዚኢ ሓይሉ ዗ሇዉ ሉሂቃን ስሌጣን ዒቲሮም ዳሞክራሲ ንምምፃእ ዗ካይዴዎ
ናይ ሇውጢ ክያድታት ኣቢለ ዜመፅእ እንትኸውን፤ መተሓሊሇፉ (Transplacement) ዜብሃሌ
ዒይነት ስግግር ዴማ ኣብ ስሌጣን ዗ሇዉ ሌሂቃን ምስ ኣብ ሰሌፉ ተቓውሞ/ተናሓናሓይነት
዗ሇዉ ሌሂቃን ኮይኖም ብሓባር እቲ ዜዴሇ ሇውጢን ስግግርን ግሁዴ እንትገብሩ ዜህለመሌክዕ እዩ፡፡ ምትካእ (Replacement) ማሇት ዴማ ኣብ ስሌጣን ዜነበረ ዒፊናይ/ገባታይ
ሓይሉ እንትሰዒር ወይ እንትወዴቕን ብተቓወምቲ ውዴባት/ሓይሌታት መሪሕነት ኣቢለ ናብ
መንገዱ ዳሞክራሲ ዜግበር ከይዱ ስግግር እዩ፡፡
ንሕና ንሓቶ ዗ሇና ከይዱን መሌክዕን ስግግር መተሓሊሇፉ (Transplacement) ዜብሃሌ
ዒይነት ስግግር እንትኾን ኣብ ስሌጣን ዗ል ውዴብ ህወሓት፣ ኣብ ሰሌፉ
ተቓውሞ/ተናሓናሓይነት ዗ሇዉ ሌሂቃንን ካሌኦት ዜምሌከቶም ክፊሌ ሕብረተሰብን ተወሳኺ
ዒቕሚ ክኸውን ዜኽእሌ ትግራዋይን ብሓባር ኮይኖም፤ እቲ ኣብ ትግራይ ዜዴሇ ዗ል ግ዗ን
መዴረኽን ዜጠሌቦ ሇውጢን ባህጊን ግሁዴ ዜገብረለ ዒውዱ ምዃኑ ምርዲእ የዴሉ፡፡

17/04/2022

ደብዳቤይ ይብፃሕኪ ኣደይ ወላዲተይ

17/04/2022

Address

Khatoum
Khartoum
11111

Telephone

+249125335478

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Authorized Accountant posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Authorized Accountant:

Share