06/02/2025
Jag är stolt över att berätta att jag har fått 3 av 4 stjärnor⭐⭐⭐ i betyg i Kista, Stockholm (Kistagången 20B, 164 40 Kista) i den senaste mätningen från Arbetsförmedlingen den 31 januari 2025.🌟✨
ቤት ጽሕፈት ኣራኸብቲ ስራሕ (Arbetsförmedlingen) ብዕለት 31 ጥሪ 2025 ዝሃቦ ጸብጻብ 3 ካብ 4 ኮኾብ ⭐⭐⭐ከም ዝረኽብና ብሓጎስ ክንሕብር ደስ ይብለና። እዚ ድማ ሓደ ካብቶም ብሉጻት ትካላት ይግብረና።
ብመገዲ ቤት ጽሕፈት ኣራኸብቲ ስራሕ (arbetsförmedlingen) ኣብ መደብ ምዕጣቕን ምዝማድን ንኽትሳተፉ ዝፍቀድኩም እንተኾይኑ ናባና ብምማጻእ ሓገዝ ክትረኽቡ ትኽእሉ.
📞ደውሉልና ክንሕግዘኩም ድሉዋት ኢና.
📞 0765-67 63 96
📧 [email protected]
📍 Kistagången 20B, 164 40 Kista