Winta Efrem

Winta Efrem We help people set up their own successful online business, we provide everything needed.

26/12/2025
https://www.youtube.com/
25/12/2025

https://www.youtube.com/

እንቋዕ ብደሓን መጻኹምWelcome to Handy Media – Official YouTube ChannelHandy Media is your home for high-quality Eritrean and East African entertainment.We produce a...

18/09/2024

Amen 🙏
ኤፌሶን 1:13፤ ንስኻትኩምውን ብእኡ ቓል ሓቂ፡ ናይ ምድሓንኩም ወንጌል፡ ምስ ሰማዕኩም ብእኡውን ምስ ኣመንኩም፡ ብናይ ተስፋ መንፈስ ቅዱስ ተሐተምኩም።

ኤፌሶን 1:14፤ ንሱ ንምድሓን ጥሪቱ፡ ንውዳሴ ኽብሩ፡ ዕርቡን ርስትና እዩ።

07/09/2024

O Goyta hayli habeni ni kifeltka tiray zeykone nikmesleka ridani 🙏🙏🙏
1ይ ዮሃንስ 2:3፤ ንሕና ትእዛዛቱ እንተ ሐሎና፡ ከም እንፈልጦ በዚ ኢና እንፈልጥ።

1ይ ዮሃንስ 2:4፤ ኣነ እፈልጦ እየ፡ ዚብል ንትእዛዛቱ ኸኣ ዘይሕልዎ፡ ንሱ ሓሳዊ እዩ፡ እታ ሓቂውን ኣብኡ የላን።

07/09/2024

1ይ ዮሃንስ 2:1፤ ኣቱም ደቀየ፡ ሓጢኣት ምእንቲ ኸይትገብሩ፡ እዚ እጽሕፈልኩም አሎኹ። ሓደ እኳ ሓጢኣት ዝገበረ እንተሎ፡ ጠበቓ ኣብ ኣቦ አሎና፡ ንሱ የሱስ ክርስቶስ፡ እቲ ጻድቕ፡ እዩ።

1ይ ዮሃንስ 2:2፤ ንሱ ድማ ብናይ ሓጢኣትና መተዓረቒ እዩ፡ ብናይ ሓጢኣት ኵላ ዓለም ድማ እዩ እምበር፡ ብናይ ሓጢኣትና ጥራይ ኣይኰነን።

30/08/2024

ዳዊት 123:1፤ ኣታ ኣብ ሰማያት እትነብር፣ ኣዒንተይ ናባኻ ኤልዕል ኣሎኹ።
:2፤ እንሆ፣ ከምቲ ኣዒንቲ ባሮት ናብ ኢድ ጐይታኦም፣ ከምቲ ኣዒንቲ ገረድ ናብ ኢድ እምቤታ ዚጥምታ፣ ከምኡውን ኣዒንትና፣ ንሱ ኽሳዕ ዚርሕርሓልና፣ ናብ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ይጥምታ ኣለዋ።

29/08/2024

Ata nay libey tifelit goyta kibri ni simka 🙏
1ይ ሳሙኤል 16:7፤
……እግዚኣብሄርሲ ሰብ ከም ዚርእዮ ኣይርእን፡ ሰብ ነቲ ኣብ ቅድሚ ዓይኑ ዘሎ እዩ ዚርኢ፡ እግዚኣብሄር ግና ልቢ እዩ ዚርኢ፡ በሎ።

29/08/2024

ግብሪ ሃዋ 18:9-10፤ ጐይታ ኸኣ ለይቲ ብራእይ ንጳውሎስ ተራእዮ እሞ፡ ኣብዛ ኸተማ እዚኣ ብዙሕ ህዝቢ ስለ ዘሎኒ፡ ተዛረብ ደኣ እምበር፡ ስቕ ኣይትበል፡ ኣነ ምሳኻ እየ እሞ፡ ክፉእ ኪገብረካ ዚቐርበካ የልቦን፡ ኣይትፍራህ፡ በሎ።

Adress

Lomvägen 337
Stockholm
19256

Telefon

+46735707774

Webbplats

Aviseringar

Var den första att veta och låt oss skicka ett mail när Winta Efrem postar nyheter och kampanjer. Din e-postadress kommer inte att användas för något annat ändamål, och du kan när som helst avbryta prenumerationen.

Dela