ساهو الجزيرة sahawi al jazeera

ساهو الجزيرة sahawi al jazeera All SAAHO ASSOCIASSION CENTER
(INCLOUDING DEEN PROGRAM)

08/28/2026

ኣብ ኤርትራ ደባሩባ ን2 ውሽማታታን ሓደ ወዳን ቀቲላ ብሕቡእ ቀቢራ፡ነዊሕ ቦታ ገይሾም ኢዮም ክትንል ንህጽቢ ክትታለል ዝጸነሐት ሰበይቲ ተታሒዛ።

08/26/2026

ኤርትራ ንቅድሚት ክትቀጽል መራሒ ይድልያ ኣሎ።

08/26/2026

ህዝቢ ኤርትራ ንናጽነት 30 ዓመት ተቃሊሱ፡
3 ዓመት ኩናት ወያነ መኪቱ፡ኣብ ዝተባህለ ጆነሳይድ ትግራይ'ውን ኣትዩ፡ሕጂ ከኣ ጆነሳይድ ኣብይ ይእቱ ኣሎ።ሰለምንታይ ይዕሾ ዘሎ?

08/23/2026

Asalam caleykum war.wab.
Labha aydukum neh ten xatno.

08/23/2026

ዝገርም ነገር ኢዩ።
ነዳዲ ሰለዝወሰኸ ተባሂሉ፡ኣብ ገለ ዓድታት ኢትዮጵያ ብኣግማል ዝመጽእ ዕንጨይቲ'ውን ዋጋ ወሲኹ።

08/23/2026

ዜና ብስራት
ህግድፍ ኣብ ስያትል፡ካብ ግብሪ ስናይ ማሕበራት ዝረኽቡ ዝነበረ 2.5 million dollars ብደለይቲ ፊትሒ ናብ 600k ከምዝወሪድ ተገይሩ።

07/29/2026

ብልሽዋት መራሕቲ ኤርትራ ንህዝቢና ኣመራስሖም።
ራቢል ዓላምን ሃገርርና ካባኹም ይፍለልና።

ካብ ኣምላኽ ርሕቕካ እተኻይዶ ህወት ከምዚ ኢዩ ዝመስል።ኣሚና ኑር ሕሰን፡ኢያ ትባሃል።ሓላፊት ህግፍ ኢያ።ሕዝክዮ ዘለኺ ምስ ዝግባኣኪ ኣይኮነን።
07/29/2026

ካብ ኣምላኽ ርሕቕካ እተኻይዶ ህወት ከምዚ ኢዩ ዝመስል።
ኣሚና ኑር ሕሰን፡ኢያ ትባሃል።ሓላፊት ህግፍ ኢያ።ሕዝክዮ ዘለኺ ምስ ዝግባኣኪ ኣይኮነን።

Address

United State Of America
Louisville, KY
NOT-APPLICABLE

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ساهو الجزيرة sahawi al jazeera posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to ساهو الجزيرة sahawi al jazeera:

Shortcuts

Share